💡Ny Ordreportal - Se aktuel status >>

መሃሪ ዛንታ ንህጻናት

Af: ኢሳቕ ኣብርሃም ዑቅባዝጊ
Kategori: Systemoprettet
Kategori nr.: 0
Varenr.: 3463241
| Stregkode: 9788740986990
Direkte | Leverandør: DBK - Bogdistribution

Vælg format:
Lager status
  • IR Lager
  • IR Fysisk lager
  • Næste ankomstdato til IR's lager -
  • Butik bestilling
  • Resv. antal
  • Disp. lager

Beskrivelse

እዛ መጽሓፍ ንህጻናትን መንእሰያትን ኣንበብቲ ዝተዳለወት ኮይና: ልዕሊ ዕስራ ዝኾኑ ሓጸርቲ እኩባት ሞራላዊ ዛንታታት ዝሓቖፈት እያ::
ነፍሲ ወከፍ ዛንታ ኣብ ሓቀኛ ሂወት ንዝፍጠሩ ብድሆታት: ኣገደስቲ ክብርታትን: ጠቐምቲ ናይ ሂወት ትምህርትታት; ብዛዕባ ቅንዕና: ትብዓት: ሕያውነት: ሓላፍነትን ጽንዓትን ትድህስስ::
መንእሰያት ኣብ ማዓልታዊ ሂወቶም ብዑምቆት ክሓስቡን ብጥበብ ክመርጹን ተተባብዕ መጽሓፍ እያ ::
እምበኣር እዛ መጽሓፍ: ንህጻናትን መንእሰያትን ኣንበብቲ ብፍልጠት ጥራሕ ዘይኮነትስ ብጥበብን ልቦናን ዉን ከምዝዓብዩ ትሕግዞም እያ::

Detaljer

  • EAN
    9788740986990
  • Vægt
    0 g
  • Disponent
    Direkte titel
  • Forfatter
    ኢሳቕ ኣብርሃም ዑቅባዝጊ
  • Forlag
    Isaac Abrham
  • Udgave
    1
  • ISBN
    9788740986990
  • Sprog
    Dansk
  • Orginalsprog
    Null
  • Sideantal
    117
  • Udgivelsesdato
  • Format
    Paperback
  • Themakode
    YB
  • Kategori
    Systemoprettet
  • Kategori nr
    0
  • Lev. varenr.
    32697788